ሰላም! ኣነ ዓወት እብሃል። ናተይ መደባት ፈተውቲ ዝዀንኲም እንቛዕ ብደሓን መጻእዂም። ኣነ ብግጥሚታተይን ዛንታታተይን ኣቢለ ንቛንቋ-ትግርኛን ሕዝበይን ከምኡ’ውን ንዝዓበኽሉ ሃገረይ-ኤርትራን ዘሎኒ ፍቕሪ ከካፍለኲም እደሊ’የ። በጃዂም! ተሓጐሱ ደው ብምባልኲም አመስግነኲም።
እዋናዊ ግጥሚታተይ
ንዂሉ ርኣዮ/ዪናይ ስራሕ ደገፍቲ… ፧
ንዕዮን ቋንቋ-ትግርኛ ብምድጋፍኲም ፍቕሪዂም ኣርእዩ።
ንማሕበረ-ሰብ ትግርኛ፡ ቋንቋ-ትግርኛ ብGoogle translate ንኽረኽብዎ ሓግዞም።
ዓንቀጻት ኣብ ኤርትራ
ንዂሉ ርኣዮ/ዪዓንቀጻት ኣብ ኤርትራ
ብዛዕባ ቋንቋ-ትግርኛ ዝያዳ ክትመሃር/ሪ ድልየት እንተ’ሎካ/ኪ፣ ከም’ቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣብነት ዝዀነ ምስሊ-ቪድዮ Youtube channel ብዝተፈላለየ ገጽታ ንቛንቋ ዝሽፍን አዳሉ’የ።