“ሕልሚ!”
ልኡምን ንጥፉን ከይተዋሃሃዶ
ንዓይኒ ቈላሕታ፡ ጸልማት ምስ ጋረዶ
ስነ-ሓሳብ ኣእምሮ፡ ዕረፍቲ እናደለየ
ሰብ ንወዲ-ሰብ፡ ልዋሙ እናቘጸየ
ክሳብ መዓስ’ዩ፡ ከም’ዚ’ልካ ክዕየ፧
ብናይ ጸልማት ባዶነት፡ ተምሳል እናሃንጠየ።
ልኡምን ንጥፉን ከይተዋሃሃዶ
ንዓይኒ ቈላሕታ፡ ጸልማት ምስ ጋረዶ
ስነ-ሓሳብ ኣእምሮ፡ ዕረፍቲ እናደለየ
ሰብ ንወዲ-ሰብ፡ ልዋሙ እናቘጸየ
ክሳብ መዓስ’ዩ፡ ከም’ዚ’ልካ ክዕየ፧
ብናይ ጸልማት ባዶነት፡ ተምሳል እናሃንጠየ።