ምስሊ!

ክትመስሊ!

ብመልክዕ ስራሕ ተመሳሰሊ

ንኣደኺ ብፍጥረት ምሰሊ

ኣቲ ዕንበባ ጥልልቲ ኣውሊ

ኣቲ ሸዊት ውልዶ ሰብሊ፣

እንተሪአኪ…

ብኣጋ ተምዕጒኒ፡ እፍንቅሎ ንኸውሊ

ሓይሊ እስምዓኒ፡ እናርሃጽኩ ኣውሊ

ምጽኒ’ባ ሻመይ፡ ንድኻመይ ከተጥልሊ

ማይ-ጽምኣት ከተርውዪኒ፡ ንዓለምኪ ምሰሊ።

ናይ ስራሕ ደገፍቲ… ፧

ንማሕበረ-ሰብ ትግርኛ፡  ቋንቋ-ትግርኛ  ብGoogle translate ንኽረኽብዎ ሓግዞም።

comments powered by Disqus