«ናጽነት!»

ብራቕ ጸሓይ፡ ጸሓይ ተስዓን ሓደን

መጺኢኺ’ዶ ኣቲኺ፡ ጉንበት ዕስራን ኣርባዕተን

ብሃንቀውታ ዝተጸበኹኺ፡ ብሃልኪን ከርተትን

ነዛ ትበርቂ፡ ከም ምድርን ሰማይን

ነዛ ትቕልቀሊ፡ ከም ኣድማስን ሰግለለትን

ኣሰይ ደኣ መጺኢኺለይ፡ ክሕጐስን ክዘልልን።

ናይ ስራሕ ደገፍቲ… ፧

ንማሕበረ-ሰብ ትግርኛ፡  ቋንቋ-ትግርኛ  ብGoogle translate ንኽረኽብዎ ሓግዞም።

comments powered by Disqus