ኣበደን!

ከም ዝብኢ ኦሮሞ’ምሓራ፡ ህሩፍ ዓይነ-ስጋ

ዳም-ዳም ዝብል፡ ወሪዱ ዕዳጋ

ኣበይ’ሞ ከይረኽባ፡ ስጋ ስውኣት ዓሰብና

ዝተቐበልናዮ መሲልዎ፡ ፍቕሪ እንተደለና

ሃነፍነፍ ሃሮምሮም፡ እንተብዝሐ ኣመና

ኣበደን! ኣይረኽባን’ዩ፡ ማሕላ’ሎ ኣባና።

ናይ ስራሕ ደገፍቲ… ፧

ንማሕበረ-ሰብ ትግርኛ፡  ቋንቋ-ትግርኛ  ብGoogle translate ንኽረኽብዎ ሓግዞም።

comments powered by Disqus