«ፈልፋሊት!»
እዛ ከም ዓይኒ ማይ
ዘይትነጽፍ ፈልፋሊት
ተስካሚት ዛንታ፡ ጠናሲት ወላዲት
ሓብሓቢት ራራይት፡ ዓንጋሊት ተታይት፣
ይፍልፍል ኣሎ ዘርዊ፡ ካባኻ ዝጽወ
ዓይኒ-ማይ’ኺ ጠዋሪት፡ ተተንስኢ ዝሓመመ
መድሃኒት’ኺ መሕወይት፡ ቕድስቲ ቊዱሳን
ህላወ ዘበረኽኪ፡ በጃይ ኢልኪ ተመስገን።
እዛ ከም ዓይኒ ማይ
ዘይትነጽፍ ፈልፋሊት
ተስካሚት ዛንታ፡ ጠናሲት ወላዲት
ሓብሓቢት ራራይት፡ ዓንጋሊት ተታይት፣
ይፍልፍል ኣሎ ዘርዊ፡ ካባኻ ዝጽወ
ዓይኒ-ማይ’ኺ ጠዋሪት፡ ተተንስኢ ዝሓመመ
መድሃኒት’ኺ መሕወይት፡ ቕድስቲ ቊዱሳን
ህላወ ዘበረኽኪ፡ በጃይ ኢልኪ ተመስገን።